“ኣሸጋሪ: ዝምድናታት ንምምሕያሽ ዘነቓቕሕ ዛንታ” ኤፍሬም ጸሃየ

ቅድሚ ነዊሕ ግዜ ኣብ ቻይና፡ ሊሊ ዝስማ ጋል ተመርዓወት’ሞ ምስ በዓል ቤታን ሓማታን ንምቕማት ውን ከደት። ኣብ ውሽጢ ሓጺር ግዜ፡ ሊሊ ኣብ ኩሉ ምስ ሓማታ ክትሰማማዕ ከምዘይትክእል ተገንዘበት። ባህርያተን ኣዝዩ ዝተፈላለየ ነበረ። ሊሊ ብብዙሕ ናይ ሓማታ ልምድን ኣመልን ትሓርቅ ነበረት። ብተወሳኪ ውን ሓማታ ብቀጻሊ ንሊሊ ትነቅፋ ነበረት። መዓልታት ብመዓልታት፡ ኣዋርሕ ብኣዋርሕ ሓለፈ። ሊሊን ሓማታን ግን … More “ኣሸጋሪ: ዝምድናታት ንምምሕያሽ ዘነቓቕሕ ዛንታ” ኤፍሬም ጸሃየ

“ናብራ ስደት ምሹእ እዩ ዝመስል፡ ብእኡ ከይንዝንጋዕ ከኣ እሰግእ!” ዳኒኤል ሃብተ ካብ ከተማ ክሪስትያንሳንድ ነርወይ!!

  በዘን ቁሩብ ቁራቦ፡ካብ ተደናገጽቲ ትካላት እንረክበን ገንዘብ ‘ናተታለልና መስመር መገድና ከይንስሕት እፈርሕ። ንሕልና ናይ ክሰርሕ’የ ምባልን ትምህርትን፡ሽውሃትና ከየዳክምኦ ከኣ እሰግእ። ንዝረከብናዮ ዕድላት ናይ ትምህርቲ ብሸለልትነትን፡ዝንቡዕ ሓሳብን ከይነስግል።ብዓርከ መሓዛ ከይንታለል።ዘይነብስና ከይንመስል። ኣብ ውድድር ዓለም ከይንኣቱ’ሞ፣ንነብስና ሩፍታን ቕሳነትን ከይንከልኣ።ንነብስና ምስ ዝኮነ ይኩን ሰብ ኣይነዋዳድራ።ነናትና ብልጫታትን፡ትዕድልትን፡ጸጋን ከም ዘለና ጥራይ ንእመን።ከምቲ ዘለናዮን ዝኮንናዮን ኮይንካ ምስ ሰባት ንቃረብ። ዘይንሕና … More “ናብራ ስደት ምሹእ እዩ ዝመስል፡ ብእኡ ከይንዝንጋዕ ከኣ እሰግእ!” ዳኒኤል ሃብተ ካብ ከተማ ክሪስትያንሳንድ ነርወይ!!

“ሞት ሕብሪ ኣይፈልጥን እዩ !” ኣብርሀ ኪዳነ ካብ ስዊዘርላንድ

ህይወት መቸም ብክንደይ ግራጫትን ብኽንደይ ብሉጻት/ብልጹጋት ጸጋታትን ዝተኸበት’ያ። ብኡ ምኽንያት ግዲ ኮይኑ ጥሙሓቱት ደቂ ሰብ ደረት ኣልቦ ዝኸዉን። ህይወት ብዓባያ ዝስእኑ ኣብ ቅድሚ ዓይንኻ እናርኤኻ : ኣብ ህይወትካ ነቲ ዘለኻ’ዮ ምንቧር ኣመና ኣገደስቲ ዘይኮኑ ጎዲሎምኒ: እልካ ሚኒን ትብል። እዚ ጥራይ ክይኣክል’ውን ንሰብ ከማኻ በርኣያ ስላሴ ካበኻ’ውን ወላ ሓንቲ ዘይጎድሎ ኣብቲ ድኩም መዓየሪኻ የእቲኻ ትመምን: ተንእስን … More “ሞት ሕብሪ ኣይፈልጥን እዩ !” ኣብርሀ ኪዳነ ካብ ስዊዘርላንድ

ምልክታዊ ርክብ “ዝድፈን እኽልን፡ ሰማእታትን” ክፍሎም ደበሳይ ካብ ጀርመን

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መስኮት ሰገን ኣብ ዝሓልፈ ሰሙን ብዛዕባ ስሰዐ ጽሒፈ ነይረ። ሎሚ ግን፡ ፍጹም መጻርርቲ ስስዐ ዝኾነት ነጥቢ እየ ዘልዕል ዘለኹ: “መስዋእቲ!!” መስዋእቲ ብጃ ካልእ ክብርቲ ህይወትካ ኣሕሊፍካ ምሃብ ማለት ብምኻና፡ መስዋእቲ ካብ ፍቕሪ እያ ትብገስ። ሰነ ከኣ፡ ወትሩ ዓመት ዓመት ፍሉይነታ ሓዚላ እያ ትመጸና ንዓና ንኤርትራውያን። ወርሒ ሰነ፡ መፈለሚት ክራማት ስለዝኾነት፡ ሓረስታይ ሃገርና፡ ኣእኻሉ … More ምልክታዊ ርክብ “ዝድፈን እኽልን፡ ሰማእታትን” ክፍሎም ደበሳይ ካብ ጀርመን

“ወሎዳዊ ጻዊዕትና” Eri-PEN “ከምዚኣ እንተኸይድና ጥራይ ኢና ክንብርትዕ ንኽእል”: ግርማይ ደበሳይ

በዚ ቑልሕ ኢልካ፡ ባዓል ዋኒን፡ በቲ ግልጽ ኢልካ፡ ብዓል ትምህርቲ፡ በቲ ሓደ ካልእ፡ ኤርትራዊ፡ በቲ ኻልእ ከኣ ኤርትራዊት፡ ክጽብቕ ሕብረት፡ ኣብ ሓደ ክፍሊ፡ ዝዓጎጉ ኤርትራውያን፡ ባህታ ዝፈጥር ትርኢት። ተበግሶ፡ Eri-PEN፡ ግድን ክድንፍዕ ዘለዎ ተበግሶ። ዓብዪ ጸጋ ኤርትራውያን ክተኣኻኸብ፡ ክስስን፡ ንኹሉ ነገር ከኣ ብሰላምን ሓላፍነትን ክሕዞ ክትርኢ ንርእሱ ጸጋ እዩ። ፍቐድኡ ፋሕ ኢልና ዘለና ኣሕዋትን ኣሓትን … More “ወሎዳዊ ጻዊዕትና” Eri-PEN “ከምዚኣ እንተኸይድና ጥራይ ኢና ክንብርትዕ ንኽእል”: ግርማይ ደበሳይ

መሊኡ ዝፈስስ: “ክብሪ” ግርማይ ደበሳይ

 ቅንያቱ ቅንያት እቶም፡ ሃገር ዝገበሩና ንጹሃት እዩ። እዞም ንጹሃት እዚኣቶም፡ ኣሎ ዝብሃል ማዕበል ዘይንቕንቓ፡ ልኡላዊት ሃገር ሂቦሙና እዮም፡ ኣብ ቦታ ብልጽቲ ህይወቶም። “ኣነ መን እየ፧” ንዝብል ሕቶ፡ “ኣነ ኤርትራዊ እየ!!!” ዝብል መልሲ ሂቦሙና እዮም እሞ፡ ኣሎ ዝብሃል መሊኡ ዝፈስስ: “ክብሪ” ንዕኦም!!! እወ ንዓበይቲ ኣሕዋትና ኣሓትና: ድሒሮምን ድሒረንን: ዝሰዓቡን ዝስዓባን: ንኡሳን ንኡሳትን! ኤርትራ ክሳብ ክንድዚ እያ … More መሊኡ ዝፈስስ: “ክብሪ” ግርማይ ደበሳይ

ልእከት/ጀወብ/ሓብሬ/ርሳለት: ተርጀመት፡ ኣብርሀ ኪዳነ

እርትርያ ሰብ ምህነት : እግላ እት ምህነት ዎ ልሳዕ እት ዋራት ድራሳት ለሃሌው (እት ዋሽንግተን ዲሲ)፦ ስኒ ማስያም ሕሹማም ሓውየ ዎ ሓዋቸ: እትላ ለረከብክዋ በኽት እት ቀደምኩም: ገጽ ዎ ገጽ እንዴ ትዋጃህና በርናምጃት ‘ሽባክ ሰገን’ እግል’ኣትምረኩም ለረከብክዋ በኽት ሰኒ ፈርሓት ዎ ለዉቐት ልትሰምዓኒ። እብ ተውሳክ እሊ ኣርእስ እባ መናሰባት እሊ እንቱም እትብጉሳሙ ለሃሌኩም ዎ እምበል … More ልእከት/ጀወብ/ሓብሬ/ርሳለት: ተርጀመት፡ ኣብርሀ ኪዳነ

“It’s thanks to you, Dani, that we are so jubilant!” By Ghirmay Debessai

Starting at the dawn, at first light Regardless of whether it is scorching hot or freezing cold windy or rainy The Eritrean people The blessed people Built to resist all adversity Are diligent in contributing Their money and bread Their assets and their animals Now the reward has arrived The compensation for their labor Dani … More “It’s thanks to you, Dani, that we are so jubilant!” By Ghirmay Debessai

Learning a Language and its Challenges as a Refugee: Fikrey Yeman

Translated by: Ghirmay Debessai While I was coming back from school, I met two very pretty Habesha girls. They themselves were at language school with a mutual friend. After exchanging greetings, I knew that they were both relative newcomers to this city (in Norway). I asked them how they were faring learning Norwegian. They said … More Learning a Language and its Challenges as a Refugee: Fikrey Yeman